"ብዕጡቓት ፋኖ ተፈጺሙ" ብዝተባህለ መጥቃዕቲ፡ ክልተ ንጹሃን ዜጋታት ሓዊስካ 11 ሰባት ከም እተቐትሉ ነበርትን ዋና ኣመሓዳሪ ናይቲ ዞንን ገሊጾም። እቶም ዕጡቓት ብኣማኢት ዝቝጸሩ ጥሪትን ካልእ ...
'ስዊፍት ኦብዘርቫቶሪ' ዝተሰምየ ተለስኮፕ፡ ኣብ ኣድማስ ልዑል ነትጒ ቅድሚ ምኽሳቱ መጽናዕቲ ዝገብር ኰይኑ፡ ኣብ ዝመጽእ ኣዋርሕ ግን ናብ መሬት ተወንጪፉ ብምውዳቕ ክጋጮ ይኽእል እዩ ዝብል ስግኣት ...
እቶም ንፈለማ እዋኖም ናብዚ ውድድር ክሳተፉ ዝመጽኡ ኣባላት ሃገራዊት ጋንታ ኬፕ ቨርደ ዝያዳ ሊዮነል ሜሲ፡ ክርስትያኖ ሮናልዶ፡ ኤርሊንግ ሃላንድን ሃሪ ኬንን ቈላሕታ ብምርካብ ኣቓልቦ ስሒቦም ...
(ግራንድ ዲፓርት) ኣብታ ከም ኵለን ከተማታት ኣውሮጳ ብጸሓይ ትቝሎ ዘላ ከተማ ባርሰሎና'ዩ ክፍልም። እንተኾነ ነቲ ኣብ ሓደ ሰዓት ዘይመልእ ግዜ ሰለስተ ወቕትታት እናሰገረ ምልምማድን ምውድዳርን ...
ምምሕዳር ኣመሪካ ተሪር መጠንቀቕታ ብምውጻእ፡ ኵሎም ነቲ ተነቃፊ ዝዀነ መስርሕ ሰላም ይዕንቅፉ ኣለዉ ዝበሎም ሰበስልጣን ህወሓት፡ ካብ ኣካይዳኦም ተቘጢቦም ብህጹጽ ናብ ጠረጴዛ ዘተ ክምለሱ ክጽውዕ ...
እቶም ኣብ ሱዳን ዝንቀሳቐሱ ዕጡቓት ዳዕመ-ሰሪዕ፡ ዝሓለፈ ዓመት ንኸተማ ኤል-ፋሸር ንምቍጽጻር ኣብ ዘካየዱዎ ወፍሪ፡ ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነትን ምጽናት ዓሌትን ከም ዝፈጸሙ ሓደ ጸብጻብ ትካል ...
እታ ዓለማዊ ተፈላጥነት ዘለዋ ድምጻዊት ተይለር ስዊፍትን ተጻዋታይ ኩዕሶ እግሪ ኣመሪካ ትራቪስ ኬልሲን፡ ብፍሉጥ ተዋሳኢ ኮሜድያን ኣዳም ሳንድለር ኣብ ዝተመርሐ፡ ሓያሎ ስሙያት ሰባት ዝተረኽቡሉ ስነ-ስርዓት መርዓ ቃል ኪዳኖም ኣሲሮም። ...
ኣብ ኢድ ቢቢሲ ትግርኛ ዝኣተወ፡ ብረቡዕ 17 ሰነ 2018 ዓ.ም.ግ ዝወፅአ ደብዳበ፡ እቲ ንሕገ-መንግስታዊ መትከላት ዝጥሕስ ተባሂሉ ዝንቀፍ ኣዋጅ፡ ካብቲ ዝተጠቐሰ ዕለት ጀሚሩ ግብራዊ ክኸውን ...
ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ዝዀነ ባንኪ ጸባ ጡብ ኣደ፡ ኣብ ሃዋሳ 'ኮምፕረሀንሲቭ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል' ተኸፊቱ። እቲ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብምኒስተር ጥዕና ዶክተር መቅደስ ዳባ ምስ ካልኦት ፕሮጀክትታት ...
End of ብብዝሒ ዝተነበ ምንጪ ስእሊ, Blen Yosef/ Haile Roots/ Tsehaye Yohannes FB ...
ክልተ ኣሕዋት ኣብ ቤት ትምህርቲ ምስ ነንበይነን ጋንታታት ክስለፉ ብዙሕ ግዜ ዝርኣይ'ዩ፡ ካብኡ ሓሊፎም ኣብታ ዝነብሩላ ከተማ መምስ ጋንታኦም ኮይኖም ኣንጻር ክጋጠሙ ርኢኻ'ውን ዜና ዘይክኸውን ...
ወ/ሮ ኣዳነሽ፡ ኣብ 1929 ኣብ ከተማ ኣስመራ ካብ ኣቦአን ኣቶ በርሀ ወልደሃዋርያትን ኣደአን ወይዘሮ መድህን ስእሉን ዝተወልዳ ኰይነን፡ መባእታዊ ትምህርተን ኣብ ስኳላ ቪቶርዮ እየን ከም ዝተኸታተላ ...